Sunday , September 24 2023

“ህሉው ወቕቲ ንምህርቲ ቃንጥሻ እቲ ዝበለጸ እዩ”–ክኢላታት።

ጠሊን ዝናብን ዝመልኦን ኲነታት ኣየር ኣብ ምህርቲ ቃንጥሻ ጽቡቕ ኩነታት ፈጢሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብዚ ወቕቲ፥
ብዙሓት ሽወደናውያን ምህርቲ ቃንጥሻ ብምእካብ ጽቡቕ ናይ ምዝንጋዕ ግዜ ከም ዘሕልፉን፥ ምስ ምቕራብ ቀውዒ ብርክት
ዝበለ ምህርቲ ቃንጥሻ ሒዞም ክምለሱ ተስፋ ብምግባር ናብ ጫካታት ከም ዝኸዱን ዝፍለጥ እዩ።
“ብዛዕባ ቃንጥሻ ክትፈልጥ ምድላይካ ካብ ዘይተረፈካ ብሓቂ ጽቡቕ ጌርካ ክትመሃር ኣለካ፡፡ ድሕሪኡ ድማ እዞም ኣትክልቲ
ወቕቶም መኣስ እዩ ክትፈልጥ ከድልየካ እዩ” ይብል ክኢላ ዕፉን ሩት ፎልከ።

Credit: Martina Holmberg / TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com