Friday , July 12 2024
social media

ሌ/ጄነራል ኣብደልፋታህ ኣል-ቡርሃን፡ ‘ሉኣላዊ’ ቤት ምኽሪ ሱዳን ክመርሕ ተሸይሙ

ወተሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ክመርሕ ዝጸንሐ ሌተናል ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣብደልራህማን ኣል-ቡርሃን፡ ናይቲ ከም ብሓድሽ ዝተጠየሸ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር ብሓላፍነት ክመርሕ ሎሚ መዓልቲ ተሸይሙ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com