Friday , June 14 2024

ሎሚ ምሸት ቸልሲ ዶ ማንቸስተር ዩናይትድ!!

ሎሚ ምሽት ከም መቐጸልቲ ግጥማት ፕሪመሪ ሊግ ኣብ መንጎ ቸልሲ ን ማንቸስተር ዩናይትድ ብ ናይ ሽወደን ኣቖጻጽራ ካብ ሰዓት 21:00 ጀሚሩ ግጥ ም ክህሉ እዩ ። እዚ ድማ ንቦታ ቻምፒዮን ሊግ ንምሓስ ኮይኑ ክለብ ቸልሲ ብ 4 ነጥቢ በሊጻ ከም ህላዋ ህልኽ ዝመልኦ ጸወታ ክህሉ ትጽቢት ይግበር ።

መን ትስዕር ግምታትኩም ሃቡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com