Friday , July 12 2024

ሓወልቲ ዝላታን ኣብ ከተማ ማልሞ ተመሪቁ!!

ብ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ን ኣበርክቶ ዝላታን ኣፈልጦ ንምሃብ ኣብ ዝዓበየላን ኩዕሶ እግሪ ዝጀመረላ ከተማ ማልሞ ትማሊ ባዕሊ ኣብ ዝተረኸበሉ ተመሪቑ። ኣብ ስነስርዓት እቲ መመረቕታ ኣብ ዓለም ዘይኽኣል የለን ኣነ ድማ ህያው ኣብነት እየ ዝበለ ዝላታን ኣብ 7 ዓበይቲ ክለባትን ካልኦትን ዝተጻወተን ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ዝበለጸ ኣመዝጋቢ ሸቶን ኮይኑ ንዝኽሩ ካብ ብሩር ዝተሰርሐ ሓወልቲ ተሰሪሕሉ።

እዛ ሓወልቲ ብመኣዝን ሜዳ ኮይኑ ተገምጢሉ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ዘመዝገባ ሸቶ፡ እታ ብቀዳማይ ደረጃ ካብ ኩሉ ዕዮታት’ዚ ዝላታን ኢያ፡፡


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com