Friday , July 12 2024

ሓድሽ ሕጊ ንባንክ ካርድ ዝምልከት ይወጽእ!!

ናይ መኽፈሊ ካርድ ሓድሽ ሕጊ ብካርድ ምኽፋል ዝያዳ ውሕስነት፡ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ ብምባል ሓድሽ ሕጊ ይተኣታቶ። ግና ብዙሓት ሰባት ናይ ምኽፋል ከሸግሮም ምዃኑ ኣብ ግምት ኣትዩ’ሎ።፡ ኣብ መርበብ ብዘይ መንነት ወረቐት ወይ ሳንዱቕ ባንክ(Bank ID) ምኽፋል ኣሸጋሪ ክኸውን ይኽእል እዩ። መን ምዃንካ ምርኣይ ግድን ክትምልስ ከድልየካ እዩ።

ኮድ እንተዘይብልካ ክትነግድ እውን ኣጸጋሚ እዩ። ዝኾነ ውዕል ሕጊ ዝተኸተለ እንተዘይኮይኑ ክፍሊቶም ከም ዝቋረጽ ይግበር እዩ። እዚ ሓድሽ ሕጊ ኣብ መላእ ኣውሮጳ ኣብ ስራሕ ክውዕል እዩ። ብካርድ ክትሰርቕን ከተታልልን ኣዝዩ ከቢድ ብምዃኑ እዩ እዚ ለውጢታት ተጌሩ ዘሎ። እዚ ለውጢታት ካብ መስከረም 14 ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኸውን ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com