Saturday , June 3 2023

ሕዱር ሕማም ምድኻም– “ሚያልጂክ ኤንሴፋሎሚዬልቲስ” ዘለዎም መልዕሎ ሕማም ክወስዱ ተወሲኑ።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ሕዱር ሕማም ምድኻም– “ሚያልጂክ ኤንሴፋሎሚዬልቲስ” ዘለዎም ሰባት ናይ ሕማም መልዕሎ ክወስዱ ከም ዝኽእሉ ውሳነኡ ኣመሓላሊፉ። በዚ ሕማም እትሳቐ ኤሚሊ ኣብ ምጅማር ወርሒ ሕዳር እዚ መልዕሎ ክለዓል ተጌሩ ብምንባሩ፡ በዚ ሓድሽ ውሳነ ተረባሒት ክትከውን ከም እትኽእል ዘለዋ ተስፋ ገሊጻ’ላ።

“ሕጂ ክኽልክሉኒ ኣይክእሉን እዮም” ክትብል ኤሚሊ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝነበራ ጻንሖት ገሊጻ’ላ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com