Wednesday , October 4 2023
Breaking News

መሓመድ ሑሴን ኣልዓሙዲ ድሕሪ ናይ 14 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተለቂቁ።

ወናኒ መዐደል ነዳዲ ፕሪም (Preem) ዝኾነ ብዓል ሃብቲ መሓመድ ሑሴን ኣልዓሙዲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተለቂቁ።

ወሃቢ ቃል እዚ ትካል ከምዝገለጾ ካብ ማእሰርቲ ከምዝተለቀቀ እምበር ካልእ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ዝቅጽል መዓልታት ካብ ቤተሰብ ክረኽቡ ተስፋ ከምዘለዎም ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com