Saturday , June 3 2023

መርማሪ፡ “ቊጽሪ ዝተጎድኡ ፖሊስ ካብዚ ኣዝዩ ዝተሓተ ክኸውን ይግባእ ኔሩ”

ኣብዚ ዓመት ኣብ እዋን ፋስጋ ብተኸስተ ናዕቢ ልዕሊ 300 ኣባላት ፖሊስ ምቚሳሎም ፖሊስ ገሊጾም። ክንድዚ ዝኣክል ክሳራ ከጋጥም ፈጺሙ ዘይግባእ እዩ ኔሩ፡ በዓልመዚ ፖሊስ ሽወደን ኣብ ገዛእ ተመኲሮኡ ክመሃር ኣይከኣለን፡ ክብል እቲ መርመራ ድምዳመኡ ሂቡ’ሎ።

“ብርግጽ ቊጽሪ ዝተጎድኡ ፖሊስ ካብዚ ኣዝዩ ዝተሓተ ክኸውን ይግባእ ኔሩ” ክብል መርማሪ ጉናር ካርልሰን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com