በዓል መዚ ኢመግረሽን መስመር ቴለፎን ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ። በዓል መዚ ኢመግረሽን ተጨውዩ ዝነበረ መስመር ቴለፎን ናብ ንቡር ኣገልግሎቱ ከምዝተመልሰ ኣፍሊጡ። ንዝተፈጥረ ቴክንካዊ ጸገማት ይቅረታ ብምሕታት ንትዕግስቲ ተገልገልቲ ኣመስጊኑ።