Wednesday , March 22 2023

መንግስቲ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዞባታት “ተፍቲሽን” ምጥቃም ስም ኣልቦ ምስክርን መርመራ የካይድ።

መንግስትን ሰልፊ “ማሕበራዊ ዴሞክራሲን” ብመሰረት “ውዕል ቲቶ” ውዱብ ገበን ንምቅላስ ዝወጹ እማመታት ንምትግባር ይንቀሳቐሱ ምህላዎም ተገሊጹ። ብመሰረት’ዚ፡ መንግስቲ ብዛዕባ ተኽእሎታት ምትእትታው ደው ኣቢልካ ፈተሻ ዝካየደሉ ዞባታት፡ ከምኡውን ስሙ ዘይጥቀስ መስካራይ ምጥቃም ኣመልኪቱ መርመራታት ዘካይዱ ሰባት መዚዙ’ሎ።

“ንፖሊስን ኣብያተ ፍርዲን ኣብ ሽውደን ቅድሚ ሕጂ ተጌሩ ብዘይፍለጥ ኣገባብ ክዓዪ ጌርና ኣሎና” ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ ገሊጹ’ሎ።





Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com