Saturday , December 2 2023

መንግስቲ ኒዩክለራዊ ሓይሊ ከስፍሕ ይደሊ።

ኣብ ዝቕጽሉ 20 ዓመታት መንግስቲ ህሉው ዓቕሚ ኒዩክለራዊ ጸዓት ብሰለስተ ዕጽፊ ከዕቢ ድሌት ከም ዘለዎ ገሊጹ። እዚ ድማ
ምስ 10 ሓደስቲ ልምዳውያን ሪኣክተራት ዝመጣጠን እዩ። ሚኒስተር ኣከባቢ ሮሚና ፑርሞክታሪ ምስ “በዓል መዚ ድሕነት
ጨረርታ፥ ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፥ ነዚ ዕላማ ከሳልጡ ምዃኖም ኣፍሊጣ። ሮሚና ፑርሞክታሪ ንሬድዮ ሽወደን
ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ናይ 10 ሪኣክተራት ገደብ ሓዊሱ፥ ዝተወሰኑ ሕጋዊ ክልከላታት ከወግድ ከም
ዝደሊ ሓቢራ’ላ።

Credit: Ali Lorestani/TT, Björn Larsson Rosvall/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com