Friday , July 12 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጸም ጎነጽ ኣመልኪቱ ሓድሽ ስጉምትታት ክወስድ እዩ

መንግስቲ ሽወደን፡ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጽምዎ ጎነጽ፡ ብመጻምድቲ ዝፍጸም ጎነጽ ይዂን ክብሪ ስድራቤት ኣጒዲለን ብዝብል ብገለ ኣባል ስድራቤታት ዝፍጸም ጎነጽን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ደው ንምባል ዝዓለመ ሓድሽ መደብ የቕርብ ኣሎ። እቲ 132 ነጥብታት ዝሓዘ ውጥን፡ ደቀንስትዮ ካብዚ በደል ንኽገላገላ ዘኽእል ናይ መውጽኢ ስትራተጂ ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ቊጽረን እናበዝሐ ዝመጻ ደቀንስትዮ ካብ ኣዕናዊ ዝምድናታት ክወጻ ንምኽኣል ዝዓለመ እዩ። ኣብ ሽወደን ዓመትመጸ ኣስታት 15 ደቀንስትዮ ብህሉው ወይ ሕሉፍ መጻምደን ከም ዝቕተላ ጸብጻባት የመልክቱ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com