Tuesday , July 16 2024
Credit: Adam Ihse/TT och Johan Nilsson/TT

መጻምድቲ ሰራሕተኛ ገዛ ብምምዝማዝ ተፈሪዶም።

ኣብ ምዕራብ ሽወደን ዝርከቡ ጽምዲ ሰባት ብምምዝማዝ ከምኡ’ውን እዚ ገበን ንኽፍጸም ብምትሕብባር ተኸሲሶም፡፡ ክልተ
ካብ ፊሊፒንስ ዝመጹ ሰራሕተኛ ገዛ ብኣዝዩ ውሑድ ዕረፍቲ 24 ሰዓታት ክሰርሑ ድሕሪ ምግዳዶም፡ ሎሚ ብገበን ምዝመዛ ደቂ
ሰባት ተፈሪዶም ኣለዉ። ቤት ፍርዲ ኣውራጃ ዮተቦሪ፡ እቲ ኩነታት ስራሕ ክምኽነ ዘይክእል እዩ ክብል ገሊጹ’ሎ። እቲ ዓቃቢ ሕጊ፡
ኣብ ከምዚ ኩነታት ዘለዉ ግና ክጠርዑ ዝፍትኑ ሰባት ውሑዳት እዮም ድሕሪ ምባል፡ ኣብ ሽወደን ብዙሓት ጒልበቶም ዝምዝመዙ
ከምዘለዉ ይኣምን።
እዞም መጻምድቲ ነቲ ክሲ ነጺጎሞ ኣለዉ።

 

 

Credit: Adam Ihse/TT och Johan Nilsson/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com