Friday , December 1 2023

ማሕበራት ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ሓባራዊ ምውጋይ ምስ ስፖቲፋይ ክላዘባ ቃል ይኣትዋ

ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሓጋይ፡ ሽወደናዊ ጨንፈር ትካል ምዝርጋሕ ሙዚቃ–ስፖቲፋይ–ካብ ሓባራዊ ስምምዕ ልዝብ ንገዛእ
ርእሱ ኣግሊሉ። ከምዚ ዓይነት ስምምዕ ንሰራሕተኛታቶም “ዝኾነ ርኡይ ዋጋ ከም ዘይውስኸሎም” ስፖቲፋይ ይገልጽ። እተን
ማሕበራት ን ስፖቲፋይ ናብ ”ሽወደናዊ ሞዴል” ንምምጻእ ዝገብርኦ ጻዕሪ ክቕጽላ ምዃነን ን ሬድዮ ሽወደን ገሊጸን ኣለዋ።

 

Credit: Anders Wiklund/TT

 

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com