Tuesday , July 16 2024
Credit: Sveriges Radio, Christine Olsson/TT.

ማሕበር መጽናዕቲ ኣስላም ገንዘብ ህዝቢ ክመልሱ ተሓቢሩ

ኣብ ልዕሊ ማሕበር መጽናዕቲ ኣስላም ኢብን ሩሽድ ድሕሪ ዝተገብረ ገምጋም ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ዘነኣእስ፡ ን ኣይሁድነት ምስ ግብረሰዶም ዘዛምድን ሕጊ ሸሪዓ ከም መወከሲ ይውዕል ምዃኑ ኣረጋጊጹ። ዞባ ስቶክሆልም፡ እቲ ማሕበር ልዕሊ 600 ሽሕ ክሮና ዝግመት ገንዘብ ህዝቢ ክመልስ ጠለብ ኣቕሪቡ’ሎ።  ብመሰረት ጸብጻብ ፕረዚደንት ሰልፊ ማሕበራዊ ደሞክራሲ ቦርድ ባህሊ ዞባ ስቶክሆልም ኤሪክ ፐርሰን፡ እቲ ማሕበር ኣንጻር ጠለባት መትከላት ዴሞክራሲ እዩ ክኸይድ ጸኒሑ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com