Sunday , June 16 2024

ማእከላይ ባንክ ሽወደን ናይ ኤለትሮኒክ ክሮና ባጤራ ኣገልግሎት ፈተነኡ ጌሩ።

ሽወደን ፋልመይቲ ናይ ዲጂታል ባንክ ኣገልግሎት ንምሃብ ቀዳማይ ፈተነኣ ጌራ’ላ። እዚ ፈተነ ዕዉት እንተኾይኑ ኣብ ክፍሊት ምዕቋርን ምውጻእን ባጤራ ብምውዓል ገንዘብ ካብ ማሕፉዳ ናብ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ንምስግጋር ከም ዝቕጽል ኣመልኪቱ።

ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ማእከላይ ባንክ ብሪጣንያ ዩሮዞን ጃፓንን ስዊዘርላንድን ዲጂታል ባጤራ ተግባራዊ ንምግባር ይንቀሳቐሳ ምህላወንን ድማ ተመልኪቱ’ሎ። ምንቊልቋል ካሽን ካብ ሊብራ ፌስቡክ ዝመጸ ሓያል ውድድርን ባንካታት ናብ ዲጂታላዊ ባጤራ ንኽዘዝዋ ድርኺት ምፍጣሩ ድማ ተመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com