Friday , July 12 2024

ማእከላይ ባንክ ሽወደን ወለድ ክውስኽ ምዃኑ ገሊጹ።

ማእከላይ ባንክ ሽወደን ሪክስባንክ ካብ ኣሉታ ወለድ ናብ 0 ከዕብዮ ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። እዚ ምውሳኽ ወለድ ካብ ጥሪ 8 ጀሚሩ ተግባራዊ ክኸውንዩ ተባሂሉ’ሎ። ብመሰረት ክኢላታት ስነቑጠባ እዚ ምውሳኽ ኣብ መጠን ውሳኸ ትሕጃን ዋጋ ባጤራ ክሮናን ካልእን ጽልዋ ክህልዎ እዩ ድሕሪ ምባል ኣብ ፋይናንሳዊ ዕዳጋ ግና እዚዩ ዝበሃል ጽልዋ ከም ዘይህልዎ ገሊጾም ኣለዉ። ኣመሓዳሪ ማእከላይ ባንክ ሽወደን ስቴፋን ኢንግቨስ እዚ ምውሳኽ ወለድ ባንኮም ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ዝበጽሖ ውሳነ ምዃኑ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com