Tuesday , July 16 2024
Credit: Jessica Gow/TT

ማይክሮሶፍት ኣብ ሽወደን ኣብ AI ናይ ቢልዮናት ክሮና ወፍሪ ክገብር እዩ

ኣብ ዝቕጽሉ ክልተ ዓመታት፡ ትካል ቴክኖሎጂ ማይክሮሶፍት፡ ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ትሕተ ቅርጺ ክላውድን ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስን
ናይ 34 ቢልዮን ክሮና ወፍሪ ክገብር እዩ። እዚ እቲ ኩባንያ ኣብ ሽወደን ዝገበሮ ዝዓበየ ወፍሪ እዩ። ከ ምኣካል ነይዚ ወፍሪ ኣብ
ሳንድቪከን፡ ጋቭለን ስታፋንስቶርፕን ዝርከባ ሰለስተ ማእከላት ዳታ ናይቲ ኩባንያ፡ ብዝያዳ ምዕቡላት ፕሮሰሰር ክሰፍሓን ከመሓየሻን
እየን ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com