Wednesday , March 22 2023

ምምሕዳራት ቦርድ ን ትሑት ኣገልግሎት ባንክ ሽወደን ነቒፈን ኣለዋ።

ሽወደን፡ ነቲ ነፍሲወከፍ ዜጋ መሰረታዊ ናይ ክፍሊት ኣገልግሎት ብርትዓዊ ዋጋ ክረክብ ዝብል ፖለቲካዊ ሸቶ ከም ዘይወቕዐት ተገሊጹ። እዚ ን ጒዳያት ሕሳብ ባንክ፡ ምኽፋል ሕሳብን ዲጂታላዊ ስርዓተ ባንክን ብግቡእ ምርዳእ ዘጠቓልል ሸቶ እዩ። 15 ካብ 21 ምምሕዳራት ቦርድ ብሓፈሻ፡ እዚ ኲነታት ዘዕግብ ኣይኮነን ክብላ ን ትሑት ኣገልግሎት ባንክ ሽወደን ኣመልኪተን ነቐፌታአን ኣቕሪበን ኣለዋ።





Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com