Friday , July 12 2024
STOCKHOLM 20181217 Lena Micko, SKLs ordfˆrande, och Annika Wallenskog, chefsekonom, presenterar sin ekonomirapport under en presstr‰ff. Foto: Stina Stjernkvist / TT kod

ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ኣብ ሕማቕ ፋይናንሳዊ ኲነታት ኣለዋ ተባሂሉ።

ብዙሓት ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን ኣብ ሕማቕ ፋይናንሳዊ ኲነታት ምህላወንን እዚ ድማ ንመጻኢአን እውን ብኣሉታ ክጸልዎ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። Härnösand Hofors, Malå, Kramfors and Mullsjö ገለ ካብተን ቀንዲ በዚ ዝተጠቕዓ እየን ተባሂሉ’ሎ። ብዙሓት መንእሰያት ክሳግሙ እንከለዉ ሽማግለታት ኣብ ዓዲ ምትራፎምን ብፍላይ ድማ ስደተኛታት ብዘይ ስራሕ ምትራፎም ይግለጽ ኣሎ። ነዚ ዝገለጸተ ኣብ ውድብ ምምሕዳራት ከተማ እትሰርሕ Annika Wallenskog ኮይና መንግስቲ ምስ ምምሕዳራት ከተማ ብምዝታይ ነዚ ክፈትሖ ከበዋኣ ኣቐሚጣ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com