Friday , December 1 2023

ምስ ኣልቃዒዳ ዝተኣሳሰረ ጉጅለ ኣብ ሽወደን ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ክካየድ ይጽውዕ

ምስ ግብረሽበራዊ ውድብ ኣልቃዒዳ ምትእስሳር ዘለዎ ጉጅለ፡ ኣብ ልዕሊ ሽወደን መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ክካየድ ይጽውዕ ኣሎ። እቲ
ምፍርራሕ ናብቶም ቁርኣን ዘቃጽሉ ሰባትን ፖሊስን ዝቐንዐ እዩ። ኣደ መንበር ማሕበር ኣባላት ፖሊስ ሽወደን ካታሪና ፎን ሲዶው፡
ፖሊስ ብፍሉይ ተረቚሖም ግዳያት መጥቃዕቲ ክግበሩ ምዃኖም ምፍርራህ ክወርዶም ምስማዕ ሓደገኛነት እቲ ጒዳይ ዘርኢ እዩ
ክትብል ገሊጻ’ላ።

 

Credit: Claudio Bresciani/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com