Tuesday , May 30 2023
Breaking News

ምዝራቚ ወረቐት መርመራ ንምዕጋት ሃገራዊ ወኪል ትምህርቲ ምስ ፌይስቡክ ርክብ ፈጢሩ ይበሃል ኣሎ።


ሓሙስ ኣብ ፈለማ ሰዓታት ወጋሕታ ናብ ታሽዓይ ክፍሊ ተመሃሮ ወረቐት መርመራ ብቐጥታ ምዝራቚ ተገሊጹ።

ኣቐዲሞም ተመሳሰልቲ ምዝራቚ መርመራ ምንባሩን ካብ ዝሓለፈ ጽድያ ጀሚሩ ሃገራዊ ወኪል ትምህርቲ ነዚ ንምዕጋት ቀጻሊ ናይ ጸጥታ ስርሓት ከዋድድ ምጽንሑ ይፍለጥ።

ሓላፊ ሃገራዊ ወኪል ትምህርቲ Anders Boman ምስ ፌስቡክ እተገብረ ርክብ ኣዎንታዊ ውጽኢት ክህልዎ እዩ ዝብል ግምት ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com