Wednesday , March 22 2023

ምድንጓይ ባቡር እናኸፍአ ይመጽእ።

ባቡራት ኣብ ሰዓተን ዝርከባሉ መጠን ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ምህላዉ ጋዜጣ “ሲድስቨንስካ” ጸብጺባ። ኣብ ፈለማ 10 ኣዋርሕ እዚ ዓመት 87.5% ካብዘን ባቡራት ኣብ ሰዓተን ወይ ብሽዱሽተ ደቓይቕን ትሕቲኡን ይድንጒያ ምንባረን እታ ጋዜጣ ወሲኻ ኣመልኪታ።  70% ካብተን ንነዊሕ ርሕቀት ዝጓዓዛ ባቡራት ኣብ ሰዓተን ከም ዝበጽሓን እዚ ድማ ዝኸፍአ ኲነታት ምዃኑ እቲ ኣሃዛት ይሕብር።





Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com