ሰልፊታት ጸጋምን ስቫርያ ዴሞክራትን ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ሸፈነን ጸብጻብን ይረኽባ ምህላወን ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። እዘን ኣብ ክልተ ጫፋት ዝርከባ ሰልፊታት ዝተዋህበን ናይ ሚድያ ሸፈነ ዝበዝሐ ኣዎንታዊ ምዃኑ ፖልስተር ሲፍክ ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ቃል ሓቢሩ’ሎ። እዚ ዳህሳስ ኣብ ወርሓት ጥቅምትን ታሕሳስን ንዝነበረ ጸብጻብ ብቐንዱ ዝምልከት እዩ ተባሂሉ’ሎ።