Sunday , September 24 2023

ሸለልትነት ሓካይም ሂወት ጓል 72 ዓመት ስዊድናዊት ኣኒካ የጥፍእ።

ጓል 72 ዓመት ሽወደናዊት ኣኒታ ሃትባናይስ ዶክተራት ከይመርመዋ ካንሰር ናብ መላእ ኣካላታ ብምስፍሕፍሑ ሞይታ።

ነቲ ኲነታት ብዕሙቈት እትከትታል ኣፍቶንባልደት ዝተባህለት ጋዜጣ ቤተሰባ ክሲ ምምስራቶም ጸብጺባ ኣላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com