Wednesday , March 22 2023

ሸቶታት ክሊማ ሽወደን ኣብ ጋና ክትግበር ይኽእል እዩ ተባሂሉ

ገለ ካብ ሸቶታት ክሊማ ሽወደን–ማለት ምጒዳል ፈነወ ካርቦን–ኣብ ጋና ክትግበር ከም ዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። ብመሰረት  “ውዕል ፓሪስ ዓንቀጽ 6” ሃገራት ዘለወን መጠን ፈነወ ካርቦን ምልውዋጥ ይኽእላ እየን። ሽወደን ን ፕሮጀንት ምጒዳል ፈነወ ካርቦን ሃገረ ጋና ፋይናንሳዊ ሓገዝ ብምግባራ፡ ኣብ ሰነድ ሽወደን ምጒዳል ፈነወ ካርቦን ከም ዝገበረት ተጌሩ ከም ዝሕሰበላ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪቱ’ሎ።





Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com