Tuesday , June 25 2024

ሽወደን ሓምላይ ከባቢ ንምውሓስ ምንጪ ብከላ ንዝኾና መካይን ዒላም ዝገብረ ሕጊ ተውጽእ።

ሓድሽ ጸብጻብ ሃገራዊ ብዓልመዚ ኦዲት ከም ዘመልክቶ ጥዕና ከባቢ ኣየር ንምሕላው ብከላ ዘስዕባ መካይን ዘለወን ዝርግሐ ምጒዳልን ዋጋአን ዝለዓለ ምግባርን ከም ኣማራጺ ክሕዝ ምዃኑ ተገሊጹ።፡ ነዚ ዕላማ ካብ 2006 ኣትሒዙ ልዕሊ 13 ቢልዮን ክሮነር ዝኣክል ማል ምፍሳሱን እዚ ድማ ገለ ዘዕግ ውጽኢት ከም ዝተረኽቦን ተገሊጹ’ሎ።

ሓላፊት እዚ ፕሮጀክት ሲሲልያ ኬልበርግ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበርቶ ጻንሒት ንከባቢ ኣየር ምቹኣት ዝዀና መካይን ንሰደድ ጥራይ ይበቕዓ ብምህላወን ንሽወደን ክሳራ ምዃኑ ኣመልኪታ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com