Wednesday , March 22 2023

ሽወደን ስሉሳዊ ስምምዕ ኣብ ምትግባር ተጊሃ ትሰርሕ ምህላዋ ቢልስትሮም ገሊጹ።

ሽወደን ኣባል ኔቶ ንኽትከውን ኣብ እተገብሮ ዘላ ዲፕሎማስያኢ ጻዕሪ ምንም ገስጋስ ከም ዘይተራእየ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ቱርክ መቭሉት ኻሶግሉ ገሊጹ። ንሱ ምስ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶቢያስ ቢልስትሮም ብምዃን ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሽወደን ማእከል መዋፈሪት ምንቅስቓስ “ጉለን” ብምዃና ንዲፕሎማስያዊ ጻዕራ ዕንቅፋት ምዃኑ ኣመልኪቱ’ሎ።

ሽወደን ምስ ፊንላንድን ቱርክን ዝኣተወቶ “ስሉሳዊ ስምምዕ” ንምትግባር ኣገደስቲ ስጒምቲታት ወሲዳ ምህላዋ ቶያስ ቢልስትሮም ኣብቲ ጋዜጣዊ ዋዕላ ገሊጹ’ሎ።





Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com