Friday , July 12 2024
Credit: Pontus Lundahl/TT

ሽወደን ኣብ እዋን ምርጫ ንኢድ ኣእታውነት ወጻእተኛታት ብጽቡቕ መኪታ

ሽወደን ኣብ እዋን ምርጫ ኣውሮጳ ኣንጻር ምትእትታው ምርጫ ንኡድ ውጽኢት ከምዘመዝገበት ኤጀንሲ ምክልኻል ስነ-ልቦና ሽወደን ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ሽወደን ቀጻሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ጎስጓሳት ይካየድ እኳ እንተሎ፡ ንውጽኢት ምርጫ ከምዝጸለዎ ዝሕብር ምልክት ግን ቦኺሩ ኣሎ ክብል እቲ ትካል ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ማዕከናት ዜና ሩስያ ዝተገብረ እገዳ ኣብ ሽወደን ግጉይ ሓበሬታን ፕሮፖጋንዳን ደው ኣብ ምባል ዝሓየለ ጽልዋ ከምዘሕደረ ሓላፊ ስርሒታት ናይቲ ትካል ሚካኤል ቶፍቨሶን ወሲኹ ኣመልኪቱ’ሎ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com