Friday , July 12 2024

ቊጽሪ ንሕማም ኣእምሮ ዝቃልዑ ሽወደናውያን ይውስኽ!!

ንወጻኢ ዝጐዓዙ ሽወደናውያን ብሕማም ኣእምሮን ስነልቦናን ይጥቅዑ ምህላዎም ሚኒስተር ንኤምባሲታት ሽወደን ብምጥቃስ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ብኣዝማድን መቕርብን እዞም ግዳያት ሕቶታት ከም ዝቐርበሉ ገሊጹ’ሎ።

ንወጻኢ ዝጐዓዝ ሽወደናዊ ናይ መዓልታዊ ልማዱ ብምዝላቕ ሒደት ሰዓታት ክድቅስ ወይ ኣልኮላዊ መስተ ብዘይዓቐን ክወስድ ዘለዎ ተኽእሎ ልዑል ምዃኑ በዓልመዚ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ምስ ሬድዮ ሽውደን ኣብ ዝገበሮ ዕላል ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com