Wednesday , October 4 2023

ባርሶሎና ቻምፕዮን ላሊጋ ኮይና

ክለብ ባርሳ ኣብ ታሪካ መበል 26 ግዜ ን መሲ ድማ መበል 10 ግዜ ኮይኑ ዝተሰንደ ብ እንኮ ሸቶ መሲ ትጽንብል ኣላ። ንግጥም ላሊጋ ብዓብላልነት፣ጀሚራ ብዓብላልነት ክትቅጽል ዝጸነሓት ዓባይ ክለብ ባርሶሎና ሎሚ ኣብ ልዕሊ ሌቫንተ ብእንኮ ሊዌኔል ሜሲ ሸቶ ብምዕዋታ ቻምፕዮን ላሊጋ ሙካና ኣረጋጊጻ።ሜሲ ነዛ ናይ ሎሚ ሸቶ ድሕሪ ዕረፍቲ ንኮንቲኖ ተኪኡ ናብ ሜዳ ድሕሪ ምእታዉ እዩ
ኣብ መበል 62 ደቂቅ ከመዝግባ ኪኢሉ።ዝመጽል ግጥም ባርሶሎና ኣብ ግጥም ቻምፕዮንስ ሊግ ኣንጻር ሊቨርፑል እዩ ክከውን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com