Tuesday , June 25 2024

ብመንጽር ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ኣብ ቀዳማይ ደርጃ ትስራዕ።

እዚ በብመዓልቲ እንዳወስኸ ዝኸይደ ዘሎ ቑጽሪ ግዳያት መልኸፊ ኮረና ቫይረስ ስጋብ ን ኣብ ሰኑይ መዓልቲ ዝተረኽቡ 13 ግዳያት ናይዚ ቫይረስ ብምወሳኽ ቑጽሪ በዚ ሕማም ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ መላእ ሽወደን ናብ 248 ብምብራኽ ብመንጽር ከተማታት ክርኤ ከሎ ድማ ስቶኮልም ናይ ቀዳማይ ደርጃ ሒዛ። በዚ መስረት

• Stockholm : 147

• Västra Götaland : 32

•  Skåne: 22

• Värmland: 2

 • Uppsala: 9

•  Jönköping : 10

• Örebro : 4

• Gävleborg: 2

 • Halland : 1


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com