ድሕሪ ምብራዕ ቀዳማይ ኲናት ዓለም ኣብ ግዜ ሓጋይ ዝካየድ ስፖርታዊ ጸወታታት ካብ ምድሪ ገጽ ግዝኣት ብሪጣንያ ጠፊኡ።
ሕጂ ድሕሪ ሚእቲ ዓመት ጋንታ (ishockey) ቃርሳ በረድ ብሪጣንያ ኣብ ዓለማዊ ግጥም ንምውድዳር ዳግማይ ኣብ ሽወደን ተረኺባ’ላ።

ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን ሽወደናውያን ኣብ ምብርባር ጸወታ (ishockey) ቃርሳ በረድ ዕዙዝ ተራ እናተጻወቱ ይርከቡ።