ኣብ ሽወደን ብርቱዓት ንፋሳት ኣብ ልዕሊ ናይ መሬትን ኣየርን ትራፊክ ሽግር ዝፈጥሩ እኳ ኣንተኾኑ፡ በቲ ኻልእ ሽነኽ ጸዓት ኤለትሪክ ንምምንጫው ኣብ ጥቕሚ ይውዕሉ ምህላዎም ተገሊጹ። ንፋስ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣጋ ምሸት ኣዝዩ ጠቓሚ ምንጪ ጸዓት ይኸውን ምህላዉ ተመልኪቱ። ሽወደን ካብ ማይ፡ ንፋስ፡ ኑክሌርን ካልእን ጸዓት ኤለትሪክ ከም እተመንጩ ዝፍለጥ እዩ።