Tuesday , July 16 2024

ብዙሓት መንእሰያት ን ከትማ ስቶኮልም ይገድፍዋ!!

ብዙሓት መንእሰያት ካብ ስቶክሆልም ይወጹ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ድማ ናይ መጀመራያ ተርእዮ ድሕሪ 2015 ኮይኑ ተራእዩ ኣሎ። መብዛሕትኦም ኣብ ክሊ ዕድመ 20 ክሳብ 34 ዘለዉ መንእሰያት ኣብ ስቶክሆልም ምንባር ከም ዘይመርጹ ተገሊጹ።

እዚ ዝዀነሉ ምኽንያት ኣብ ስቶክሆልም ናብራን ክራይ ኣባይትን ኣዝዩ ክብር ዝበለ ብምዃኑ እዩ ተባሂሉ። እንተኾነ ግን ዛጊት ብዙሓት ኣብ ስቶክሆልም ዝተወልዱ መንእሰያት ኣብታ ከተማ ምንባር ምቕጻሎም ድማ ተመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com