Friday , July 12 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT, Carrie Söderberg/Sveriges Radio.

ብዙሓት ሰባት ብሓገዝ ምወላ ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ሽወደን ይመጹ

ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ደገፍ ረኺቦም ካብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ሽወደን ዝተመልመሉ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኸ ይኸይድ
ምህላዉ ተፈሊጡ። ሕጂ ሽወደን ምንቅስቓስ ካብቶም ናብ ዩሬስ ንደገፍ ዝቐርቡ መመልከቲታት ዳርጋ ሓደ ሕምሲት ሒኣ’ላ።
ቆልዑ ዘለዋ ስድራቤት ልዕሊ 30 ሽሕ ክሮና ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል እያ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ብዛዕባቲ ዝቐርብ ደገፍን ኣብ
ሰሜን ሽወደን ዝርከብ ስራሕን ንቕሓት ንምዕባይ ዝዓለመ ስራሕ ተብራቲዑ ምህላዉ ኪርሲ ፓሎኒየሚ ሉንድክቪስት ኣብ ሉለዮ
ኣብ ዝርከብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com