Sunday , September 24 2023

ብ ሓደጋ መኪና ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም

ብቕድሚ ትማሊ ሶኑይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መንጎ ስካራን ፋልሾፒንግን ሓንቲ ናይ ጒዕዞን ናይ ጽዕነት መካይን ብምግጫወን ሓሙሽተ
ሰባት ሞይቶም። እቶም ዝሞቱ ሓሙሽተ ኩሎም ካብ 20 ክሳብ 45 ዓመት ዝዕድሚኦም ደቂ ተባዕትዮ እዮም ክብሉ ፖሊስ
ሓቢሮም። መራሒ ናይታ ናይ ጽዕነት መኪና ቀሊል መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ፥ ሬድዮ ሽወደን ፒ4 ስካራቦርግ ወሲኻ ጸብጺባ’ላ። ።

 

Credit: Johan Nilsson/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com