Tuesday , July 16 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ቱርክ ወጻተኛታት ኣባላት ጕጅለ ገበን ተባርር

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኣብ ልዕሊ ጥርጡራት ገበነኛታት ዝጸንሐ ሜላ ኣታሕዛ ይቕይር ብምህላዉ ጒጅለታት ገበን ወጻኢ ከም ቀደሞም ብናጽነት ክሰርሑ ከም ዘይክእሉ ይግለጽ ኣሎ። ነዚ ዝገለጸ ኣብ ቱርክ ብዛዕባ ዝተወደበ ገበን ሓያሎ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ምስ ሬድዮ ሽወደን ዘዕለለን ሪፖርተር ገበን ቱርክ ኤርክ ኣካረር እዩ። ኣብ ቱርክ ክነብሩ ዝጸንሑ ብርክት ዝበሉ ሽወደናውያን ኣባላት ጕጅለታት ገበን ካብታ ከም ዝወጹ እዩ ዝንገር። ካብዚኣቶም ድማ መራሒ ጕጅለታት ገበን ፎክስትሮት ራዋ ማጂድ ይርከቦም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com