Sunday , June 4 2023

ናብ ትሪፖሊ ዚበራ ነፈርቲ መገዲ ይቕይራ

ሊብያ TT-Reuters

ካብቲ ናይ ትሪፖሊት ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሚቲጋ ዚነቅል ተዅስታት ከም ዘሎ ተሓብሪኡ። በዚ ምኽንያት እተን ናብኡ ዝኸድ ነፈርቲ ንግዜኡ ኣብ ከተማ ሚስራታ ከም ዚዓልባ ተገይሩ ኣሎ።

በቲ ሮከታት እተጎድኣ ምህላወን ኣይተገልጸን። ሓንቲ ሮከት ግን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ወዲቓ ኣላ።

ካብተን መገደን ዝለወጣ ነፈርቲ ናይ ግብጺ ኣየር ሓንቲ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com