Sunday , June 16 2024
Georgian protesters show their support for jailed ex-President Mikhail Saakashvili at a demonstration in Tbilisi on Monday. (AP Photo/Shakh Aivazov) XAZ142

ናይ ቀደም ፕረዚደንት፡ ኣድማ ምሕሳም መግቢ፡ ኣቋሪጹ

ናይ ቀደም ፕረዚደንት ሃገረ ጆርጅያ፡ ሚኻኤል ሳካሽቪሊ፡ ካብ ሃገረ ዩክሬን ናብ ሃገሩ ምስ ተመልሰ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ፡ ነዚ ፍጻሜ ንምቅዋም፡ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ንኣስታት 50 መዓልታት ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ከካይድ ምጽንሑን፡ ሕጂ ግን፡ ጥዕንኡ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ስለ ዝበጽሐ፡ ካብቲ ናይ ቤት ማእሰርቲ ሕክምና ናብቲ ኣብ ወተሃደራዊ ሕክምና ዝርከብ ኣሃዱ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ከም ዝሰጋገር ስለዝተገብረ፡ ነቲ ኣድማ ብቕጽበት ኣቋሪጽዎ ኣሎ ክብል፡ ንኩነታቱ ዝከታተል ሓኪም ገሊጽ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።

ዓለም ለኻውያን ውድባት፡ ሳካሽቪሊ፡ ብኣኽብሮት ክእለ ከምዝግባእ ክጽወዓ ምጽነሐን ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com