Sunday , September 24 2023

ንመንእሰያት ዝወሃብ ነጻ ክንክን ስኒ ክስረዝ እዩ።

ድሕሪ ደጊም ካብ 19 ክሳብ 23 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣባጽሕ ክንክን ስኒ ነጻ ኣይክኸውንን እዩ። እዚ ንመንግስቲ
ንኣዝዩ ብዙሕ ወጻኢታት የቃልዖ ብምህላዉ ፡ ካብ 2025 ኣትሒዙ ነዚ ከቋርጾ መደብ ኣለዎ። ኣብ ክንድኡ ን ከም ኣረጋውያን
ዝኣመሰሉ ጒጅለታት ቀዳምነት ክህብ እዩ።

 

 

Credit: ANDERS WIKLUND / TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com