Saturday , December 2 2023

ንክሊማ ምትዕጽጻፍ ዝግበር ምወላ ኣብ ባጀት ምጉዳል

ንሕብረተሰብ ካብ ዝኸፍአ ሳዕቤናት ጽንኩር ኩነታት ኣየር ንምክልኻል ንክሊማዊ ምትዕጽጻፍ ዝውዕል ፋይናንስ ኣብቲ ን2024
ዝተዳለወ ባጀት ብሲሶ ክጎድል ተጌሩ። ብመሰረት እዚ ቅነሳ፡ እቲ ምወላ ካብ 137 ሚልዮን ክሮና ናብ 90 ሚልዮን ክሮና
ተቖሪጹ’ሎ። ዞባታትን ምምሕዳራት ከተማን ንሕብረተሰብ ካብ ሳዕቤናት ጽንኩር ኩነታት ኣየር ንምክልኻል ኣብ ምሕጋዝ ናይ
ምቊጽጻር ተራ ዝጻወት ኤጀንሲ ሲቪላዊ ሓደጋታት (MSB)፡ በቲ ዜና ከም እተገረመ፡ ንጋዜጣ ዳገንስ ኒሄተር ገሊጹ’ሎ።

 

Credit: Räddningstjänsten/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com