Wednesday , October 4 2023

ኡዝያን ቦልት ናብ ኩዕሶ እግሪ የምርሕ

ኣብ ውድድር ናይ ሓጺር ርሕቀት ኣትለትክስ ብዙሕ ቅያ ዝሰርሔ ጀማይካዊ ኡዝያን ቦልት ናብ ውድድር ኩዑስ እግሪ ተቐልቒሉ።

ኣብ ዓይኒ ማልታዊት ክለብ ኣትዩ ዝጸንሔ ተዓዋቲ 8  ኣይ ኦሎፒክ ወርቂ መዳልያታት ዝኮነ ወዲ 32 ዓመት ቦልት ምስ ኣውስራልያዊ ክለብ ሴንትራል ኮስት ማሪነር እዩ ፈርምኡ ኣንቢሩ ዘሉ።

David Gray/TT

እዚ ኣብ 2017 ጠቅሊሉ ካብ ኣትለክስ ዝተፋነወ ቦልት ኣብ ኩዕሶ እግሪ እውን ዝጽግሞ ከምዘይብሎም እዩ ዝገልጽ ዘሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com