Friday , July 12 2024

ኣሜሪካ፡ ክሳብ ወርሒ ግንቦት፡ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ፡ ክታበት ክረክብ ትምድብ

ኩሎም ኣሜርካውያን፡ ክሳብ 01 ግንቦት 2021 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ክታበት ኮሮና ንክረኽቡ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ንመጀምርታ እዋን ካብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፡ ንኹለን ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝርከባ በዓል መዚ ጥዕና፡ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። እዚ ማለት ድማ፡ እቲ ቀዳምነታት ክታበት ዝበሃል ዝነበረ ኣሰራርሓ፡ ተሪፉ፡ ማለት እዩ።

ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፡ ኣብ ጽምብል ቀዳማይ ዓመት መስርሕ ዕጽዋ ኣሜሪካ፡ ምዃኑ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com