Sunday , September 24 2023

ኣብ መስርሕ ምስግጋር እንታይ ይውረ ኣሎ!!

  • ክለብ ኣርሰናል ን ተኸላኻላይ ባርሰሎና ፈረንሳዊ ሳሙኤል ኡሙቲ ንምስግጋሩ መስርሕ ጀሚራ ።  ክለቡ ንመስርሕ ምስግጋት ክውን ንምግባሩ 40 ሚልዮን ፓውንድ ሓቲታ ኣላ። telegragh
  • ኣርሰናል ኣብ ሃገሩ ሊግ ብራዚል ዝንኣድ ብቕዓት ዘንጸባርቕ ዘሎ ተኽላኻልይ ክልብ ግረሚንዮ ዋልተር ካንማን ብ 10.5 ሚልዮን ፓውንድ ንምፍራም ተዳልያ ኣላ። the sun
  • ሞሮካዊ ኣጥቓዓይ ኣያክስ ሓኪም ዛይች ኣብ ክረምቲ ጋንትኡ ናብ መሸጣ ብምውርዳ ክለባት ኣርሰናል፣ባየርሙኒክን ሊቨርፑልን ንምስግጋሩ ምንቅስቃስ ጀሚረን። Mirror
  • ክለብ ርያል ማድሪድ ነዚ ሱርበተኻዊ ለውጢ ንምትግብራ ናይ ዓለምና ክብረወሰን ብዝሰበረ ዋጋ ን ብራዚላዊ ነይማርን ንምስግጋር ማዕጾ ክልብ ፒኤስጂ ክንኩሕኻሕ ጀሚራ። Mirror
  • ክለብ ሊቨርፑል ንምስግጋር ሚምፊስ ዲፔይ ክውን ንምግብር ሉእኻታ ናብ ፈርንሳ ብምልኣኽ ኣብ ግጥም ሊዮን ማርሰይ ንብቕዓቱ ክትዕዘቦ ምኻኑ ሓቢራ። Telegraph
  • ሳንታ ካዞሮላ ድሕሪ 4 ዓመታት ዳግማይ ጻዊዕት ሃገራው ጋንታ ረኺቡ ንይ ቅድም ተጻዋታይ ኣርሰናል ካዘሮላ ብዝወርዶ ተደጋጋሚ መስበሪ ዳርጋ ካብ ኩዑሶ ንምፍናው ተቓሪቡ ዝነብረ እዩ። ኣንተኾነ ናብ ቪላሪያል ዳግማይ ተመሊሱ ብዘ ኣንጸባርቖ ብቕዓት ን የዕንቲ ኣሰጣሊኒ ሃገራዊት ጋንታ ስጳኛ ልዊስ ኤንሪከ ብምስሓቢ ምስ እታ ጋንታ ክጽንበር ክኢሉ። mirror
  • ማንቸስተር ዩናይትድን ፒኤስጂን ንተጻዋታይ ክለብ ሊል ኒኮላስ ፔፔ ንምፍራም ከቢድ ምትህልላኽ የራእያ ኣለዋ። ኣብ ሊግ 1 ፈረንሳ ብ 20 ሾቶታትን 13 ን ሸቶ ዝኾና ኹዓሳሱ ብምቕራብ ደሚቑ ዘሎ ኒኮላስ ብ ክለቡ 70 ሚልዮን ፓውንድ ተገሚቱ ኣሎ። le parisien
  • ንግጥም ፍጻሜ ኤውሬጳ ሊግ ኢጣልያዊ ዳኛ ጁዋንሉካ ሮቺ ክመርሖ ሙኻኑ ተሓቢሩ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com