Sunday , September 24 2023

ኣብ ሳትራ ድሕሪ ዝተፈጸመ ሞት ዘስዓበ ተኹሲ ኣርባዕተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

ትማሊ ኣብ ሳትራ (ደቡባዊ ምዕራብ ስቶክሆልም) ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብረት ሓደ ሰብ ተቐቲሉ። ምስዚ
ገበን ብዝተሓሓዝ ኣርባዕተ ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ኣለዉ። እቲ ተኹሲ ከባቢ ሰዓት 7 ድሕሪ ቀትሪ ዝተፈጸመ ኮይኑ፡ ቅድሚ
ምዕጻው እቲ ማእከል እዩ ተኻዪዱ። ፖሊስ ገበነና ንምልላይ መርመራ ይገብሩ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።

Credit: Robin Bäckman/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com