Friday , December 8 2023

ኣብ ሽወደን ናይ ዓርቢ ሰላት ዝገብሩ ማሕበረሰብ እስላም ስግኣት ከም ዝሓደሮም ገሊጾም።

ኣብ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተ መሳጊድ ክራይስትቸርች ብዝተፈጸመ ቅትለት 49 ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣብ ሽወደን ናይ ዓርቢ ሰላት ዝገብሩ ማሕበረሰብ እስላም ስግኣት ከም ዝሓደሮም ገሊጾም።

“እዚ ዜና ብሓቂ ዘርዕድ እዩ። ኣብ ሽወደን ይኹን ካልእ ምዕራባዊ ሃገር ከጋጥም ዝኽእል መጥቃዕቲ እዩ።

ሕሉፋት ሰባት ኣጀንዳ ክቐርጹ ዕድል እንተረኺቦም መወዳእትኡ እዚ እዩ ዝኸውን፡ ንሕናን ንሳቶምን እናበልካ ምፍልላይ ምፍጣር” ይብል ኣባል ሶሻል ዲሞክራትስ ነበር Omar Mustafa።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com