እቲ ኣብ ታሪኽ ዝነውሐን ዝኸበረን እተባህለ መጋብኣያ ቤት ፍርዲ ሽወደን ሎሚ ጀሚሩ። ክልተ ላዕለዎት ወከልቲ ነበር ሉንዲን
ኦይል፡ ልዕሊ 20 ዓመታት ይገብር ብወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳንን መሻርኽቱ ምልሻ ጃንጃዊድን ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈጸመ ከቢድ
ገበናት ኲናት ተሓባባርኩም ተባሂሎም ተኸሲሶም ኣለዉ። ንሳቶም ነቲ ገበን ኣይወዓልናዮን ክብሉ ናይ እምነት ክሕደት ቃሎም
ሂቦም ኣለዉ።