Friday , July 12 2024

ኣብ ሽወድን ናይ ግብረስዶማውያን ፈስቲቫል” ጌይ ፕራይድ” ይካየድ ኣሎ!!

ዓመታዊ ፈስቲቫል ግብረስዶማውያን “ጌይ ፕራይድ” ትማል ሰኑይ ኣብ ስቶክሆልም ጀሚሩ’ሎ ክሳብ ቀዳም ክቕጽል ምዃኑ’ውን ተፈሊጡ። ብዙሓት ንመሰለ ግብረስዶማውያን ዝጒስጒሱ ንጥፈታት ክካየዱ ምዃኖም’ውን ተፈሊጡ።

እዚ ካብ 1998 ጀሚሩ ክካየድ ዝጀመረ ፈስቲቫል ኣብ ሃገራት ኖርዲክ እቲ ዝዓበየ ምዃኑ ይንገረሉ። እዚ ፈስቲቫል ካብ ሰብመዚ መንግስትን ሓለፍቲ ሰልፍታትን ደገፍ ክህልዎ እንከሎ ናዚን ሕሉፋት የማናውያንን ግና ኣዝዮም ከም ዝቃወምዎ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com