Wednesday , October 4 2023

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተኸስተ ግጭት 21 ሰባት ከም እተቐትሉ ሬድዮ ፋና ጸብጺቡ::


ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ብሄራት ብዝተኸስተ ግጭት 21 ሰባት ከም እተቐትሉ ፋና ዝተባህለ መንግስታዊ ሬድዮ ጸብጺቡ። እዚ ግጭት ኣብ መንጎ ብሄራት ኦሮሞን ሶማልን ዘጋጠመ ኮይኑ፥ 61 ዝኾኑ ስባት እውን ግዳይ መቚሰልቲ ኮይኖም ኣለዉ። እዚ ግርጭት ዓሚ ካብ ዝልዓል ንነጆ ዛጊት ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ካብ መረበቶም ተፈናቒሎም ኣለዉ። ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ በቲ ዘተኣታተዎ ፖለቲካዊ ጽገናን ዕርቂ ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን ምስጋና እኳ እንተረኸበ ኣብታ ሃገር ሰላምን ምርግጋእን ከስፍን ኣይክኣለን ዘሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com